ንዝኽሪ ባሕቲ መስከረም
ንዝኽሪ ባሕቲ መስከረም ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኤርትራውያን ተቃወምቲ ፓሎቲካውያን ሓይልታትን በርጌሳውያን
All invited to A day of Awareness for Eritrean Refugee outreach in Ethiopia & around the world.
The person profiled* in this edition is Haj Mohammed Ali Mahmoud,a citizenfrom the town of Gelluy,commonly pronounced as Geluj,in the Gash Barka area.Haj Mohammed was arrested in the year 2000 in Asmara, and there is no trace of him since he
ብዕለት 16 ናይ’ዚ ወርሒ’ዚ’ዩ ነይሩ ብድምጺ ኣሰና መስዋእቲ ናይ’ዛ ብዕለት 13.04.17 ዝዓረፈት ሓርበኛ
ኣብ ኢትዮጵያ መዕቖቢ ስደተኛታት ዝነብሩ አስታት 500 ኤርትራዊያን፣ ደቡብ ሱዳናዊያንን ስደተኛታት ናብ ጣሊያን ንምስግጋር ይስራሕ ከምዘሎ ተፈሊጡ።
ፍትሓዊ ኩን፡ ነቲ ትኣምነሉ ድማ ኣብ ከውሊ ኮይንካ ዘይኮነ ዝባንካ ቀሊዕካ ተቓለሰሉ
ንኹሎም ኣመንቲ ክርስትና፡ እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈታሓልኩም እንዳበልና፣ ርሑስ ብዓል ፋሲካ ክኾነልና ድማምንዮትና ንገልጽ።
ካብ ንፋላለይ ዳርጋ 36 ዓመት ኮይኑ፣ ሽሙ ድማ፣ ገብረ ስላሴ ገብረመስቀል ይባሃል። ኣብ 70ታት
ኣቢሉ ይኸውን፣
ሰላም ክቡራት ነበብቲ፡ ብመጀመርያ ምስ እዛ 1ይቲ ታሪኻዊ ሰነዳት ዝሓዘት መጽሓፈይ “ኤርትራ ካብ መግዛእቲ
ምዅዓውስ ተዃዕዩ’ዩ፡ግና ኸ እንደገና ክሕፈስ ዝኽእል እዩ
ማሕሙድ ሳልሕ፣
ብኣወልኼር ዓ/ ሓፊዝ
ሸኽ ዓ/ ቃድር ከቢረ ኣብ'ታ ብፍልጠትን ብሃብትን ብሃገራውነትን ሙቅልልነትን ጸብለል ኢሎም ዝተራእዩላ ከተማ ኣስመራ፤ ዋላ ንሓንቲ መዓልቲ'ውን ትኹን ንመግዛእቲ ተማእዚዞምን ጃጂዮምን ካብ ዝነብርዋ፤
መበል 68 ዓመት ዝኽሪ መዓልቲ ቀደማይ ሱዉእ ኤርትራ ብሓድነትና ንተጻይ - ሓድነትና 29 መጋቢት 1949 ዓ/ም ዝቢ ኤርትራ መራሒ ፖለቲካዊ ቃልሱን ልዑል እምነት ዘንበረሉ ኣቦ ሓድነትን ጥምረትን ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ተቃላሳዩን፡
ዘሕጉስ ብስራት ንኩሎም ተኸታተልቲ ሬድዮ ድምጺ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ብምኽኒያት መበል 68 ዓመት ንዝኽሪ መስዋእቲ ቀዳማይ ሱዉእ ኤርትራ ሸኽ ዓብደልቓድ ከቢረ፣
ኣባላት ማእከላይ ሽማግለ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ዕለት 19 መጋቢት 2017 ኣብ ቶሮንቶ ካናዳ ንህዝቢ ኣኼባ ኣካይዶም።
መግለጺ ብዛዕባ ብስም ናህዳዊ ጀበርታዊ ዝካየድ ዋዕላናብ ኩሉን ፈተውትን መሓዙትን ሃገራት፡ ናብ ኩለን ደምበ ተቃውሞ ሓይልታት ናብ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡
ብፈጻሚ ቤ/ጽ/ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ዝተዋህበ መግለጺ ሓዘን ብምኽኒያት ትማል ዕለት 08 መጋቢት 2017 ብሞት ዝተፈለየና ሓውናን ናይ ቃልሲ ብጻይናን ዶ/ር ምስግና ገብረመድህን።
ብፈጻሚ ቤ/ጽ/ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ዝተዋህበ መግለጺ ሓዘን ብምኽኒያት ትማል ዕለት 08 መጋቢት 2017 ብሞት ዝተፈለየና ሓውናን ናይ ቃልሲ ብጻይናን ዶ/ር ምስግና ገብረመድህን።