ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ቃለ መሕትት ኣካይደ
ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ሓው ዓብዯራሕማን ጣሃ ምስ ክፍሊ ዜና ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ቃለ መሕትት ኣካይደ
ትማሊ ሶሉስ 21 የካቲት 2017 ዓ/ም ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ሓው ዓብደራሕማን ጣሃ ንህሉው ኩነታት ኤርትራ ዯምበተቓውሞን ንውሽጣዊ ኩነታት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣመልኪቱ ሰፊሕ ቃለ መሕትት ኣካይደ ።
ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ሓው ዓብዯራሕማን ጣሃ ምስ ክፍሊ ዜና ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ቃለ መሕትት ኣካይደ
ትማሊ ሶሉስ 21 የካቲት 2017 ዓ/ም ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ሓው ዓብደራሕማን ጣሃ ንህሉው ኩነታት ኤርትራ ዯምበተቓውሞን ንውሽጣዊ ኩነታት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣመልኪቱ ሰፊሕ ቃለ መሕትት ኣካይደ ።
ሰልፊ ናህዳ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ''ሕጂ ውን ድህነት ህዝብን ሃገርን ቅድሚ ኹሉ'' ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብዕለት 21 ጥሪ 2017 ካላኣይ ስሩዕ ኣኼባ ኣዕዊቱ።
ብሓደ መልሓስ - ክልተ ተናቆቲ
ብድኹም ጎኒ መታለልቲ
ንረብሓ ስልጣን ኣቀደምቲ
ወዳጀ ፍልስፍና ኣራሚት ባሃልቲ
ኣብ ክንዲ ምስማይ - ናይ ስልጣን ባሃግቲ
ብሽም መስረት ሸቀጥቲ
ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፣ ብዕለት 17 መስከረም 2016 ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ውጽኢት 3ይ ጉባኤ ሰልፊ ናህዳ፣ ብርክት ብዝበሉ ደገፍትን ተዳናገጽትን ዝተኻፈልዎ ዕውት ኣኼባ ኣካይዱ።
ኣቦ ወንበር ጨንፈር፣ ዛዕባ 3ይ ጉባኤ ሰልፊ ናህዳ ኣመልኪቱ፣ ዲሞክራሲያዊ ባህሪ ዝሓዘ መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ነጻ ናይ ክትዕን ሓሳብካ ምግላጽን ከፊቱ ዕዉት ጉባኤ ዛዚሙ ክብል ኣሰፊሑ ገሊጹ።
ወኪል ወጻኢ ዝምድናታት ሰልፊ ናህዲ ኤርትራ ምስ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ዝምድናታት ኣሜሪካ ስቴት ዱፓርትመንት ተረኺቡ
ኣተሓባባሪ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ዝምድና ሰሜን ኣሜሪካን ካናዲን ሰልፊ ናህዲ ኤርትራ ሓው ኑረዱን ዓብዯልቓድር ትማሊ ረቡዕ ዕለት 15 ሰነ 2016ዓ/ም ብተበግሶ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ጉዲያት ሃገረ ኣሜሪካ (ስቴት ዱፓርትመንት) ንሰልፊ ናህዲ ኤርትራ ብዝገበረሉ ዕድሜ መሰረት ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ዋይት ሃውስ ምስ ሰኒተር ኢምለይ ተራኺቡ።
ዝኾነ ህዝቢ ናይ ገዛእ ርእሱ ታሪኽ ኣለዎ 24 ግንቦት 2016 ኣብ ሕለፍ ታሪኹን ህለው ኩነታቱን ተሞርኪሱ ድማ መጻኢታቱ ይእንፍት፣ ሕብረተ ሰባት ዝውንኑዎ ክብርታትን ወግዕታትን ባህሊዊ ጭዋነትን ሃገራውነትን
ሓድነት ሰልፍን ኣባላቱን ዘዳኽም ኣብ ግላዊ ረብሓ ዘድሃበ መርዛም ስነ-ሓሳብ መሪሕነት ሰልፊ ንምብትታን እከይ ኣጀንዳ ንምትግባር ዕድል ዝሳኣኑ ኣባላት ማእከላይ መሪሕነት ነበር ቀይዲ-በተኽ መደባቶም
ኣብቲ ብዕለት 04 ጥሪ 2017 ዓም ዝተሰላሰለ 5ይ ጉባኤ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሳሆ ኤርትራ ሓው ዑስማን ዓብዱልሓምዲ ንሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ወኪሉ ተሳቲፉ፡ እቲ ኣብ ከተማ ዓድ ግራት ዝተሳሰለ ጉባኤ
Written by: Beyan Negash 12 Oct 2015
The jeberti Sociopolitical, historical, deeply entrenched hegemonic ideologies are socially constructed situations; as such they require equally forceful counter narrative