ብምኽንያት በዓል ፋሲካ 2017
ንኹሎም ኣመንቲ ክርስትና፡ እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈታሓልኩም እንዳበልና፣ ርሑስ ብዓል ፋሲካ ክኾነልና ድማምንዮትና ንገልጽ።
ንዓመታ ከምዚ ሕጂ ኻኣ ሃይማኖታውን ሃገራውን በዓላትና ኣብታ ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ተረሚሳ ትነብር ዘላ ሃገርና ኤርትራ፣ ፍትሕን ዲሞክራስን ዝሰፈኖ ስርዓት ተኺልና፣ ሰላምን ርግኣትን ኣብ ዘለዎ ኩነታት ሓቢርና ክነብዕሎ እንዳተመነና፣ ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልና ንብል።
ፈጻሚ ኣካል ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ፣
16 ሚያዝያ 2017