ጻውዒት ህዝባዊ ኣኼባ፡

 



ጻውዒት ህዝባዊ ኣኼባ፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢዓባይ ብሪጣንያ፡


ንዕለት 12 ግንቦት 2019 ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ፡ ሰፊሕ መብርሂ ክህብ፡ ህዝባዊ ኣኼብ ኣዳሊና ስለዘለና፡ ንግዱሳት ኤርትራውያን ብኣኽብሮት ንዕድም።
ንዛረበሎም ዛዕባታት፡ ነቲ ካብ 16-21 ሚያዝያ 2019 ኣብ ሽወዴን ስቶክሆልም ዝተኻየደ 2ይ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ፖለቲካዊ ፍጻሜ ብዝምልከትን ቀጻልነቱን፡ ኣብ ዝብል መብርሂ ድሕሪ ምሃብ፡ ካብዚ'ኸ ናበይ ብዝብል ኣርእስቲ ኣልዒልና ውን ብሰፊሕ ንመያየጠሉ ኣገዳሲ ጉዳይ ስለ ዝከውን፡ ኣብ ሰዓትኩም ክትርከቡ ብትሕትና ንሓትት።
ዝጅመረሉ ሰዓት: ካብ ሳዓት 2 ቀትሪ ክሳብ 7 ምሸት ኮይኑ፡ ልክዕ ኣብ ግዜና ክንጅምር ምዃና ንሕብር።

Venue፡ 24 Greencote place, London SW1P 1RD
Date፡12/05/2019, Time: 2 pm to 7 pm
ብደሓን ምጹ: ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ
(ENCDC)

Top
We use cookies to improve our website. More details…