ዘሕጉስ ብስራት ንኩሎም ተኸታተልቲ ሬድዮ ድምጺ ሰልፊ ናህዲ ኤርትራ

Eritrean Nahda Party

ዘሕጉስ ብስራት ንኩሎም ተኸታተልቲ ሬድዮ ድምጺ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ብምኽኒያት መበል 68 ዓመት ንዝኽሪ መስዋእቲ ቀዳማይ ሱዉእ ኤርትራ ሸኽ ዓብደልቓድ ከቢረ፣

 ምቅላሕ ፈነወ ሬድዮ ድምጺ ሰልፊ ናህዳ ካብ ዕለት 16 ሕዲር 2017 ጀሚራ ንኣስታት ክልተ ሰሙናዊ ዝቕጽል ነዚ ረዚን መዓልቲዚ ዘድምቕ ዝተፈላልየ መደባት ከተቕርብ ሙዃናን ብተወሳኺ ድማ ብወዲ ጀበርቲ ዝተደርሰት ‘’ትማሊ‘’ ዘርእስታ ተኸታታሊት ናይ ሬድዮ ድራማ ኣዲላዩ ምህላዉ ብሓጎስ እንዳበሰረ፡ ብተወሳኺ እውን ቃለ መሕትት ናይ ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዲ ኤርትራ ከቕርብ ሙዃኑ ብሓጎስ የበስር፡ በዚ ኣጋጣሚ ድማ ንኩሎም ኣሕዋትን ኣሓትን ክከታተሉ ይዕድም።

ክፍሊ ዜና ሰልፊ ናህዲ ኤርትራ
ፈነወ ሬድዮ
09 ሕዲር 2017

Top
We use cookies to improve our website. More details…