ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ቃለ መሕትት ኣካይደ

Print

Eritrean Nahda Party

ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ሓው ዓብዯራሕማን ጣሃ ምስ ክፍሊ ዜና ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ቃለ መሕትት ኣካይደ

ትማሊ ሶሉስ 21 የካቲት 2017 ዓ/ም ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ሓው ዓብደራሕማን ጣሃ ንህሉው ኩነታት ኤርትራ ዯምበተቓውሞን ንውሽጣዊ ኩነታት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣመልኪቱ ሰፊሕ ቃለ መሕትት ኣካይደ ።

01

ኣብቲ ቃለ መሕትት ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ንህሉው ኩነታት ስርዓት ህግዯፍ ኣመልኪቱ ኣ ዝሃቦ መብሪሂ ብሰንኪ እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ግበታዊ ስርዓት ኣብ ማሕበረሰብ ጀበርቲ ዘውረዶን ገናእውን ዝቕጽሎ ዘሎ ውጽዓታት ክንዮ መንነቱ ምድምሳስን ምጥፋእን ንሓዳሩኡ ንምጥፋእ ብርእዮ ዘካይዶ ባህላዊ ወራር ድሚርካ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ካብዝኸፈኤ ናብ ዝባኣኣሰ ይኸይድ ምህላዉ ኣረጋጊጹ ።

ንዝርዝ ቃለ መሕትት ኣብ ዝቕጽል ከነቕርቦ ሙዃና ንሕር ።

ክፍሊ ዜና ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ
20-2-2017

We use cookies to improve our website. More details…